SKIP TO MAIN CONTENT

ብምኽንያት መጉዳእቲ ናብ ቐጠር ዘይከዱ ተጻወቲ በብመዓልቱ እናወሰኹ ብምኻዶም ዋንጫ ዓለም መቐረቱ ከየጥፍእ ስግኣት ሓዲሩ

France sqaud
Antoine Griezmann (L), Paul Pogba (C) and Kylian Mbappe (R) of France Credit: Icon Sport

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (07/11/2022) * ኢትዮጵያዊት ሰቻለ ደላሳ ሰንበት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ ማራቶን ኢስታንቡል ተዓዊታ፣ * ማራቶን ሶዌቶ ሰንበት ተኻይዱ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብደቂተባዕትዮ ቀዳማይን ካልኣይን ክኣትዉ እንከለዉ ብደቀንስትዮ ኸኣ ኩሉ ቦታ ፖድየም ብምውሳድ ተዓዊተን፣ * ኬንያውያን ኣብ ዝዓብለልዎ ማራቶን ኒውዮርክ ጎትይቶም ገብረስላሰ 2ይቲ ክትወጽእ እንከላ ሹራ ኪታታ 3ይ ወጺኡ፣ * ኣብ ሱዳን ኣብ ዝካየድ ዘሎ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ መንእሰያት ት20 ወይ ኣፍኮን U20 ኢትዮጵያ ንኡጋንዳ 1-0 ድሕሪ ምስዓራ ናብ ፍርቂ ፍጻመ ሓሊፋ፣ * ሓያላት ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ዓለምና ሃገራቶም ብዘይምሕላፈን ካብ ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2022 ቐጠር ምትራፎም ከይኣክል ካብ’ተን ተሳተፍቲ ሃገራት ከኣ ብምኽንያት መጉዳእቲ ዝተርፉ በብመዓልቱ እናወሰኹ ብምኻዶም ዋንጫ ዓለም መቐረቱ ከይጠፍእ ስግኣት ሓዲሩ፣

Published

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (07/11/2022) * ኢትዮጵያዊት ሰቻለ ደላሳ ሰንበት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ ማራቶን ኢስታንቡል ተዓዊታ፣ * ማራቶን ሶዌቶ ሰንበት ተኻይዱ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብደቂተባዕትዮ ቀዳማይን ካልኣይን ክኣትዉ እንከለዉ ብደቀንስትዮ ኸኣ ኩሉ ቦታ ፖድየም ብምውሳድ ተዓዊተን፣ * ኬንያውያን ኣብ ዝዓብለልዎ ማራቶን ኒውዮርክ ጎትይቶም ገብረስላሰ 2ይቲ ክትወጽእ እንከላ ሹራ ኪታታ 3ይ ወጺኡ፣ * ኣብ ሱዳን ኣብ ዝካየድ ዘሎ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ መንእሰያት ት20 ወይ ኣፍኮን U20 ኢትዮጵያ ንኡጋንዳ 1-0 ድሕሪ ምስዓራ ናብ ፍርቂ ፍጻመ ሓሊፋ፣ * ሓያላት ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ዓለምና ሃገራቶም ብዘይምሕላፈን ካብ ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2022 ቐጠር ምትራፎም ከይኣክል ካብ’ተን ተሳተፍቲ ሃገራት ከኣ ብምኽንያት መጉዳእቲ ዝተርፉ በብመዓልቱ እናወሰኹ ብምኻዶም ዋንጫ ዓለም መቐረቱ ከይጠፍእ ስግኣት ሓዲሩ፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now