SKIP TO MAIN CONTENT

ቃለ መሕትት ብዛዕባ ዋዕላ ስነ ጽሑፍ ኤርትራ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳንታ ክላራ፣ ካሊፎርኒያ

Eritrea litrature
Source: Participants

ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ካሊፎርኒያ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳንታ ክላራ “ስነ ጽሑፍ ኤርትራ ብድሆታትን ዕድላትን” ብዝብል ቴማ ዋዕላ ተገይሩ ነይሩ፣ ብዙሓት ምሁራት ኤርትራ ድማ ዝተፈላለዩ ጽሑፋት ኣቕሪቦም። ገለ ካብ ወደብትን ተሳተፍቲን እቲ ዋዕላ ዝኾኑ፣ ኣቶ ኣብርሃም ነጋሽ፣ ዶክተር ሙሴ ተስፋጊዮርጊስን ኣቶ ግርማይ ኣድሓኖምን ብዛዕባ እቲ ዋዕላን ስነጽሑፍ ኤርትራ ኣብምንታይ ኩነታት ከምዘሎን ሓበሬታ ሂቦም ኣለዉ፡ ኣብዚ ብምጥዋቕ ምሉእ ትሕዝቶ ናይቲ ቃለ መሕትት ክስማዕ ይከኣል እዩ፡፣

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ካሊፎርኒያ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳንታ ክላራ “ስነ ጽሑፍ ኤርትራ ብድሆታትን ዕድላትን” ብዝብል ቴማ ዋዕላ ተገይሩ ነይሩ፣ ብዙሓት ምሁራት ኤርትራ ድማ ዝተፈላለዩ ጽሑፋት ኣቕሪቦም። ገለ ካብ ወደብትን ተሳተፍቲን እቲ ዋዕላ ዝኾኑ፣ ኣቶ ኣብርሃም ነጋሽ፣ ዶክተር ሙሴ ተስፋጊዮርጊስን ኣቶ ግርማይ ኣድሓኖምን ብዛዕባ እቲ ዋዕላን ስነጽሑፍ ኤርትራ ኣብምንታይ ኩነታት ከምዘሎን ሓበሬታ ሂቦም ኣለዉ፡ ኣብዚ ብምጥዋቕ ምሉእ ትሕዝቶ ናይቲ ቃለ መሕትት ክስማዕ ይከኣል እዩ፡፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now