SBS Title Source: SBS Tigrinyaኣብዚ ዘተ ብኣቶ ሃያሉ ጎደፋይ ካብ ዩኒቨርሲቲ ወልቅጤን ኣስፋው ገዳሙ ካብ ኢትዮጵያ ተለኮሙኒቻከሺን ኣዲስ ኣበባ ዝተዘተየሎም ዛዕባታት፡ ሕቶታት ክልላት ክሳብ ኣበይ? ኣብ ውሽጢ ዉድብ ኢህወደግ ዝርአ ዘሎ ፍሕፍሕን ኣመታቱን፡ ጠንቂን ሳዕቤንን ብፍቓዶም ስልጣኖም ዝገድፉ ላዕለዎት ሰብ መዚ ፈደራል ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ተጋሩን ህወሓትን እናሓደረ ዝዓቢ ዘሎ ጽልኢን ጽልዋኡን መልሰ ግብሪ ተጋሩን። prophet
ኣብዚ ዘተ ብኣቶ ሃያሉ ጎደፋይ ካብ ዩኒቨርሲቲ ወልቅጤን ኣስፋው ገዳሙ ካብ ኢትዮጵያ ተለኮሙኒቻከሺን ኣዲስ ኣበባ ዝተዘተየሎም ዛዕባታት፡ ሕቶታት ክልላት ክሳብ ኣበይ? ኣብ ውሽጢ ዉድብ ኢህወደግ ዝርአ ዘሎ ፍሕፍሕን ኣመታቱን፡ ጠንቂን ሳዕቤንን ብፍቓዶም ስልጣኖም ዝገድፉ ላዕለዎት ሰብ መዚ ፈደራል ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ተጋሩን ህወሓትን እናሓደረ ዝዓቢ ዘሎ ጽልኢን ጽልዋኡን መልሰ ግብሪ ተጋሩን። prophet