ዘይምርግጋእ ማእከላይ ምብራቕን ጽልዋኡ ኣብ ፖለቲካዊ ዝምድና ኢትዮ -ኤርትራን (ቀዳማይ ክፋል)
Meresa and Saleh Source: Meresa and Saleh
ቀዳማይ ክፋል፡ ተሓጋጋዚ ፕሮፈሶር መረሳ ተስፋይ ካብ ዩኒቨርሲቲ መቐለን ኣቶ ሳልሕ ጋዲ ካብ ኣመሪካን ብዛዕባ ዝምድናታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ምስ ማእከላይ ምብራቕ ኣብ ነንሕድሕደን ዘምጽኦ ኣሉታዊን እወታዊን ጎንታት ክትንትኑልናዮም።
Share



