Source: AAP (SBS)ኣብ ሊቢያ፡ ኣብ እስራኤል ኣብገሊኡውን ኣብ የመን ዝርከቡ ስደተኛታት ብብዙሕ መገዲታት ይዝረበሎም እዩ። ዉቅያኖሳት ሰጊሮም ብጃልባ ናብ ኣውስትራሊያ ክኣትዉ ብምሕሳብ ካብዝተፈላለያ ሃገራት ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ኢንዶነዥያ ምስ ኣተዉ ምውጻእ ሲኢኖም ከርተት ዝብሉ ኣደታት ምስ ቆልዑተን ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኣለዉ። ሓደ ካብቶም ኣብ ኢንዶነዢያ ረዳኢ ሲኢኖም ኣብ ፈቐድኡ ተዘርዮም ናብ ካልእ ሃገር ከይወጹ ዝተኸልኡ፣ ሰማዒ ከይረኽቡ እተነጽጉ፣ "ኣለም" ዝበሃል ካብ ጃካርታ 80 ኪሎመተር ውጽእ ኢሉ ካብዝነብረሉ ቦታ ንኩነታት እቶም ስደተኛታት ኣዘንትዩልና ኣሎ። ኣብዚ ብምጥዋቕ ክስማዕ ይከኣል እዩ።
ኣብ ሊቢያ፡ ኣብ እስራኤል ኣብገሊኡውን ኣብ የመን ዝርከቡ ስደተኛታት ብብዙሕ መገዲታት ይዝረበሎም እዩ። ዉቅያኖሳት ሰጊሮም ብጃልባ ናብ ኣውስትራሊያ ክኣትዉ ብምሕሳብ ካብዝተፈላለያ ሃገራት ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ኢንዶነዥያ ምስ ኣተዉ ምውጻእ ሲኢኖም ከርተት ዝብሉ ኣደታት ምስ ቆልዑተን ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኣለዉ። ሓደ ካብቶም ኣብ ኢንዶነዢያ ረዳኢ ሲኢኖም ኣብ ፈቐድኡ ተዘርዮም ናብ ካልእ ሃገር ከይወጹ ዝተኸልኡ፣ ሰማዒ ከይረኽቡ እተነጽጉ፣ "ኣለም" ዝበሃል ካብ ጃካርታ 80 ኪሎመተር ውጽእ ኢሉ ካብዝነብረሉ ቦታ ንኩነታት እቶም ስደተኛታት ኣዘንትዩልና ኣሎ። ኣብዚ ብምጥዋቕ ክስማዕ ይከኣል እዩ።