SKIP TO MAIN CONTENT

'ጥሪ 26 መዓልቲ ኣውስትራልያ፣ እቲ መዓልቲ'ዩ ዘይተቐየረ እምበር እቲ ንለውጢ ዝጽውዕ ብናህሪ'ዩ ዝኸይድ ዘሎ' መምህር ጀማል ህያቡ

2023-01-26.png
Credit: SBS Tigrinya

መዓልቲ ኣውስትራልያ ኩሉ ንኣውስትራልያ ጽቡቕ ዝገብራ፣ ህይወት ማሕበረሰብ ንምምሕያሽ ንኡድ ኣበርክቶ ዝገበሩ ሰባት፣ መመረቕታ ሓደስቲ ዜጋትትን ካልእን ዝበዓለላ መዓልቲ’ያ፣ እንተኾነ ግን ዕለት 26 ጥሪ ንደቀባት ኣውስትርልያ ብሰንኪ ወረርቲ መሬቶም ምጉባጦም ህይወቶም ንሓዋሩ ዝተቐየረትላ’ያ፣ በዚ ምኽንያት ከኣ እታ ዕለት መዓልቲ ሓዘን፣ መዓልቲ ወራር፣ መዓልቲ እምቢታ፣ ወዘተ ስለዝኾነት እቲ ምብዓል ናብ ካልእ መልዓልቲ ክቕየር ይጽውዑ፣ ኣብ’ዚ መጸዋዕታ ሓደስቲ መጻእቲ ማሕበረሰባት ክጽንበርዎም ይጽውዑ። ነዚ ናትና ማሕበረሰብ ወሲኽካ ግን እቲ መረዳእታ ብዛዕባ’ዚ መዓልትን ምስኡ ተተሓሒዞም ዝመጹ ክትዓትን ፍልልያትን ክሳብ ክንደይ እዩ፧ ኣብ’ቲ በዓልን ኣብ ዙርይኡ ዝካየዱ ተበግሶታትን ሱታፌና ከመይ ኢዩ፣ ነዚኦም ሕቶታት ኣልዒልንና ምስ መምህር ጀማል እኩድ ሂያቡ ዘካድናዮ ዕላል።

Published

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

መዓልቲ ኣውስትራልያ ኩሉ ንኣውስትራልያ ጽቡቕ ዝገብራ፣ ህይወት ማሕበረሰብ ንምምሕያሽ ንኡድ ኣበርክቶ ዝገበሩ ሰባት፣ መመረቕታ ሓደስቲ ዜጋትትን ካልእን ዝበዓለላ መዓልቲ’ያ፣ እንተኾነ ግን ዕለት 26 ጥሪ ንደቀባት ኣውስትርልያ ብሰንኪ ወረርቲ መሬቶም ምጉባጦም ህይወቶም ንሓዋሩ ዝተቐየረትላ’ያ፣ በዚ ምኽንያት ከኣ እታ ዕለት መዓልቲ ሓዘን፣ መዓልቲ ወራር፣ መዓልቲ እምቢታ፣ ወዘተ ስለዝኾነት እቲ ምብዓል ናብ ካልእ መልዓልቲ ክቕየር ይጽውዑ፣ ኣብ’ዚ መጸዋዕታ ሓደስቲ መጻእቲ ማሕበረሰባት ክጽንበርዎም ይጽውዑ። ነዚ ናትና ማሕበረሰብ ወሲኽካ ግን እቲ መረዳእታ ብዛዕባ’ዚ መዓልትን ምስኡ ተተሓሒዞም ዝመጹ ክትዓትን ፍልልያትን ክሳብ ክንደይ እዩ፧ ኣብ’ቲ በዓልን ኣብ ዙርይኡ ዝካየዱ ተበግሶታትን ሱታፌና ከመይ ኢዩ፣ ነዚኦም ሕቶታት ኣልዒልንና ምስ መምህር ጀማል እኩድ ሂያቡ ዘካድናዮ ዕላል።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now