Dr Amanuel Elias from Deakin University Credit: Dr Amanuel Elias CRISዓሌታዊ ኣፈላላይ ኣብ ቤት ትምህርታት ኣውስትራልያ ብብዝሒ ከምዘጋጥምን ትካላዊ መልክዕ ከምዘለዎን ሓደ ኣብ ቀረባ ግዜ ዝወጸ ጸብጻብ ኡቡንቱ ፕሮጀክት ደምዲሙ። እቲ ጸብጻብ ብዶክተር ዙለይካ ኣራሺሮ ዝተዳለወ ኮይኑ ‘ዓሌትነት ኣብ ቤት ትምህርታት፡ ኣፍሪቃውያን ኣውስትራልያውያን ተመሃሮ ኣፎም ይኸፍቱ’ ዝብል ኣርእስቲ ብእንግሊዝኛ ዘለዎ’ዩ። ኣብ ተመሳሳሊ ዛዕባ ክኢላ ዝኾነን ሓደ ካብ ደረስቲ መጽሓፍ ‘ዓሌትነት ኣብ ኣውስትራልያ/ረይሲዝም ኢን ኣውስትራልያ’ ዝኾነ ዶክተር ኣማኑኤል ኤልያስ ካብ ዲከን ዩኒቨርሲቲ እቲ ጸብጻብ ዘልዓሎም ነጥብታት ሓፈሻዊ መረዳእታ ክህበናን ክትንትነልናን ኣብ’ዚ ዓዲምናዮ ኣለና።
Published
Updated
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / Dr Amanuel Elias CRIS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ዓሌታዊ ኣፈላላይ ኣብ ቤት ትምህርታት ኣውስትራልያ ብብዝሒ ከምዘጋጥምን ትካላዊ መልክዕ ከምዘለዎን ሓደ ኣብ ቀረባ ግዜ ዝወጸ ጸብጻብ ኡቡንቱ ፕሮጀክት ደምዲሙ። እቲ ጸብጻብ ብዶክተር ዙለይካ ኣራሺሮ ዝተዳለወ ኮይኑ ‘ዓሌትነት ኣብ ቤት ትምህርታት፡ ኣፍሪቃውያን ኣውስትራልያውያን ተመሃሮ ኣፎም ይኸፍቱ’ ዝብል ኣርእስቲ ብእንግሊዝኛ ዘለዎ’ዩ። ኣብ ተመሳሳሊ ዛዕባ ክኢላ ዝኾነን ሓደ ካብ ደረስቲ መጽሓፍ ‘ዓሌትነት ኣብ ኣውስትራልያ/ረይሲዝም ኢን ኣውስትራልያ’ ዝኾነ ዶክተር ኣማኑኤል ኤልያስ ካብ ዲከን ዩኒቨርሲቲ እቲ ጸብጻብ ዘልዓሎም ነጥብታት ሓፈሻዊ መረዳእታ ክህበናን ክትንትነልናን ኣብ’ዚ ዓዲምናዮ ኣለና።