Source: Jssolinኣብዝሓለፈ ቅንያት ጉዳይ ምሕንጻጽ ዶብ ምስተላዕለ ካብ ክልቲኡ ሸነኽ ናይቲ ዶብ ዘለዎም ጥርዓናት ብዝተፈላለዩ መገዲታት ከቕርቡ ቀኒዮም ኣለዉ። ብፍላይ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ተወላዶ ከባቢ ጾሮና ድምጽና ክስማዕ ዕድል ንርከብ ካብ ዝብል ተበግሶ፡ ብዙሓት እናደወሉ ክሓቱና ቀኒዮም ኣለዉ። ንሎሚ ማህደረ ስዩም ካብ ካናዳ ከምኡውን ደስበለ ሃብተማሪያም ካብ እስራኤል ብዛዕባቲ ኩነታት ዝርዝር ሓበሬታ ሂቦምና ኣለዉ ኣብዚ ብምጥዋቕ ክስማዕ ይከኣለዩ።
ኣብዝሓለፈ ቅንያት ጉዳይ ምሕንጻጽ ዶብ ምስተላዕለ ካብ ክልቲኡ ሸነኽ ናይቲ ዶብ ዘለዎም ጥርዓናት ብዝተፈላለዩ መገዲታት ከቕርቡ ቀኒዮም ኣለዉ። ብፍላይ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ተወላዶ ከባቢ ጾሮና ድምጽና ክስማዕ ዕድል ንርከብ ካብ ዝብል ተበግሶ፡ ብዙሓት እናደወሉ ክሓቱና ቀኒዮም ኣለዉ። ንሎሚ ማህደረ ስዩም ካብ ካናዳ ከምኡውን ደስበለ ሃብተማሪያም ካብ እስራኤል ብዛዕባቲ ኩነታት ዝርዝር ሓበሬታ ሂቦምና ኣለዉ ኣብዚ ብምጥዋቕ ክስማዕ ይከኣለዩ።