ዘተ ብዛዕባ ኣብ ውድብ ህወሓት ዝተኻየዱ ለውጥታት መሪሕነት

Source: SBS Tigrinya
ማእከላይ ኮሚተ ህወሓት ለውጥታት ኣብ መሪሕነት ዘካየደ ካብ ምንታይ ተደሪኹ'ዩ፧ መነመን ግዳያት ኮይኖም፧ መነመንከ ተረባሕቲ ኮይኖም፧ ዘተ ምስ ኣሰናዳኢ መጽሄት 'ውራይና' ኣቶ ጌታቸው ኣረጋዊን ኣባል ኣመራርሓ ዓረና ትግራይ ኣቶ ዓንዶም ገብረስላሰን
Share

Source: SBS Tigrinya

SBS World News