Credit: Suppliedዶክተር ኪሮስ ሕሩይ: ኣንትሮፖሎጂስትን ኪኢላ ዞባዊ ምዕባለን እዩ:: ካብቲ finding home far from home ወይ ካብ ርሑቕ ዓዲ መጺእካ ዓዲ ምንዳይ ኣብ ዝብል ትምህርታዊ ምርምሩ፡ ብዛዕባ ኩነታት ምጥያስ ኣፍሪቃዊያን ኣብ ኣውስትራሊያ መጽናዕቲ ዝገበረ እዩ። ብዛዕባዚ ዕድላትን ግድላትን መስርሕ ምጥያስ ህይወት ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ኣብ ወጻኢ ሃገራትን ሰፊሕ ሙሁራዊ ትንታነ ሂቡና ኣሎ። ምሉእ ትሕዝቶ ናይቲ ቃለ መሕትት ኣብዚ ብምጥዋቕ ክስማዕ ይከኣል እዩ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ዶክተር ኪሮስ ሕሩይ: ኣንትሮፖሎጂስትን ኪኢላ ዞባዊ ምዕባለን እዩ:: ካብቲ finding home far from home ወይ ካብ ርሑቕ ዓዲ መጺእካ ዓዲ ምንዳይ ኣብ ዝብል ትምህርታዊ ምርምሩ፡ ብዛዕባ ኩነታት ምጥያስ ኣፍሪቃዊያን ኣብ ኣውስትራሊያ መጽናዕቲ ዝገበረ እዩ። ብዛዕባዚ ዕድላትን ግድላትን መስርሕ ምጥያስ ህይወት ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ኣብ ወጻኢ ሃገራትን ሰፊሕ ሙሁራዊ ትንታነ ሂቡና ኣሎ። ምሉእ ትሕዝቶ ናይቲ ቃለ መሕትት ኣብዚ ብምጥዋቕ ክስማዕ ይከኣል እዩ።