Source: Tigray Mediaኣብ መንጎ ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ዘሎ ምስሕሓብ ተወጢሩ ኣብ ዘሎ እዋን፡ ክሳብ ባጀት ምቑራጽ ተበጺሑ ኣሎ። እዚ ኩነታት ትግራይ ንኽትፍለ ኩነታት ዘጣጥሕ በቲ ሃደ ወገን ድማ መንግስቲ ዶ/ር ኣብይ ኣብ ሓደጋ ዝወደቐሉ ኩነታትዩ ዝብሉ ኣለዉ። ነዚ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ፖለቲካዊ ኩነታት ከብርሃልና ካብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ተሓጋጋዚ ፕሮ/ መረሳ ጸሃየ ሓቲትናዮ ኣለና።
ኣብ መንጎ ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ዘሎ ምስሕሓብ ተወጢሩ ኣብ ዘሎ እዋን፡ ክሳብ ባጀት ምቑራጽ ተበጺሑ ኣሎ። እዚ ኩነታት ትግራይ ንኽትፍለ ኩነታት ዘጣጥሕ በቲ ሃደ ወገን ድማ መንግስቲ ዶ/ር ኣብይ ኣብ ሓደጋ ዝወደቐሉ ኩነታትዩ ዝብሉ ኣለዉ። ነዚ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ፖለቲካዊ ኩነታት ከብርሃልና ካብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ተሓጋጋዚ ፕሮ/ መረሳ ጸሃየ ሓቲትናዮ ኣለና።