Source: Suppliedፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ብዝብል ምርጫ ንዘይተወሰነ እዋን እንተናውሖኳ፡ ክልል ትግራይ ናይ ገዛእ ርእሱ ኮሚሽን ምርጫ ኣጣይሱ፡ ተነሓናሕቲ ዉዱባት ይምዝግብን ንጎስጓስ ይዳልውን ኣሎ፡ ነዚ ብዝምልከት ምስ ካብ ኣመራርሃ እቲ ኮሚሽን ተ/ፕሮፌሶር መረሳ ጸሃየ ዝገበርናዮ ዝርርብ።
ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ብዝብል ምርጫ ንዘይተወሰነ እዋን እንተናውሖኳ፡ ክልል ትግራይ ናይ ገዛእ ርእሱ ኮሚሽን ምርጫ ኣጣይሱ፡ ተነሓናሕቲ ዉዱባት ይምዝግብን ንጎስጓስ ይዳልውን ኣሎ፡ ነዚ ብዝምልከት ምስ ካብ ኣመራርሃ እቲ ኮሚሽን ተ/ፕሮፌሶር መረሳ ጸሃየ ዝገበርናዮ ዝርርብ።