SKIP TO MAIN CONTENT

"ቋንቋ ትግረ ዝዛረብ ህዝቢ ብቛንቋኡ እምበር ብዓረብ ወይ ብትግርኛ ክዛረብ/ክሰምዕ ኣይኮነን ዝመርጽ፣ ሳእዮብ ድማ ነዚ ክትምልእ እያ።" ዓደል ሳልሕ

Interview
Source: Adel SaleH

ራዲዮ ሳእዩብ ካብ ወጻኢ ክሳብ ናብ ዉሽጢ ኤርትራን ዓለምን ብቛንቋ ትግረ መደባት ሰሪዓ ብሳተላይት ተመሓላልፍ ራዲዮ፣ እያ። እዛ ራዲዮ ብኸመይ ትመሓላለፍ፡ ትሕዝቶ መደባታ፡ ኣብ ኣተሓሳስባ ተዛረብቲ ቋንቋ ትግረ ዝህልዋ ጽልዋን፡ ዛጊት ኣብ ዉሽጢ ኤርትራ ዘሎ ዝርጋሐኣን ብዝምልከት ምስ ካብ ኣባላት እታ ራዲዮ ኣቶ ዓድል ሳልሕ ዝተገብረ ቃለ መሕትት ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል እዩ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ራዲዮ ሳእዩብ ካብ ወጻኢ ክሳብ ናብ ዉሽጢ ኤርትራን ዓለምን ብቛንቋ ትግረ መደባት ሰሪዓ ብሳተላይት ተመሓላልፍ ራዲዮ፣ እያ። እዛ ራዲዮ ብኸመይ ትመሓላለፍ፡ ትሕዝቶ መደባታ፡ ኣብ ኣተሓሳስባ ተዛረብቲ ቋንቋ ትግረ ዝህልዋ ጽልዋን፡ ዛጊት ኣብ ዉሽጢ ኤርትራ ዘሎ ዝርጋሐኣን ብዝምልከት ምስ ካብ ኣባላት እታ ራዲዮ ኣቶ ዓድል ሳልሕ ዝተገብረ ቃለ መሕትት ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now