ግጭት ኣብ ዶብ ክልላት ሶማሊያን ኦርሞያን፡ ኣብ ኢሉባቦር ዝተራእየ መጥቃዕቲ ተወላዶ ኣምሓራን ትግራይን፡ ዝምድና ዲያስፖራን ቤት ጽሕፈት ኤምባሲ ኢትዮጵያን ኣመልኪትና ብዛዕባ ህሉው ፖለቲካዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ካብ ቤት ጽሕፈት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ካምቤራ ኣውስትራሊያ ምስ ኣምባሳደር ሲራጅ ረሺድ ዝገበርናዮ ቃለ መሕት።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends
