Amb. Andebrhan Weldegiorgis Source: SBS Tigrinyaኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ፡ ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩነታትን ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዝምልከት ትንታነ ሂቡ ኣሎ። እዚ ቀዳማይ ክፋሉ ኮይኑ ካልኣይ ክፋሉ ኣብዝመጽእ መደባትና ክቐርብ'ዩ። " ሰራዊት ትግራይ ናብ ትግራይ ምእታዉ ምኽኑይ'ዩ ምኽንያቱ፡ ዘይተወደአ ዉንዙፍ ጉዳይ ዶብ ስለዘሎ፡ ካልኣይ እቲ ንብዙሕ ክፋል ናይ ኤርትራ ዘጠቓልል ሕልሚ ዓባይ ሪፑብሊክ ትግራይ ምፍጣር ስለዘሎ እዞ ህላዌኣዊ ስግኣት ንቐጻልነት ሏኣላዊት ኤርትራ ስለዘሎ'ዩ።"
Published
Updated
By Beyene Semere
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ፡ ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩነታትን ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዝምልከት ትንታነ ሂቡ ኣሎ። እዚ ቀዳማይ ክፋሉ ኮይኑ ካልኣይ ክፋሉ ኣብዝመጽእ መደባትና ክቐርብ'ዩ። " ሰራዊት ትግራይ ናብ ትግራይ ምእታዉ ምኽኑይ'ዩ ምኽንያቱ፡ ዘይተወደአ ዉንዙፍ ጉዳይ ዶብ ስለዘሎ፡ ካልኣይ እቲ ንብዙሕ ክፋል ናይ ኤርትራ ዘጠቓልል ሕልሚ ዓባይ ሪፑብሊክ ትግራይ ምፍጣር ስለዘሎ እዞ ህላዌኣዊ ስግኣት ንቐጻልነት ሏኣላዊት ኤርትራ ስለዘሎ'ዩ።"