ቃለ መሕትት ምስ ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ53:42 Source: SBS Tigrinyaኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛView Podcast SeriesFollow and SubscribeApple PodcastsYouTubeSpotifyDownload (98.35MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android ኣብዚ ዘተ፥ ዝተኸፍለ መስዋእቲ ራህዋ ካብዘየምጽአ፡ ብዛዕባኦም ዝግበር ኩሉ ንመሸቀጢ ፖለቲካ እምበር ትርጉም የብሉን ንዝብሉ፡ ብዛዕባ ስዉኣት ዝምልከት ናይ መትከልን ተግባርን ሓላፍ ዘላፍ ካብ ምንታይ እዩ፡ ስዉእ ዝብል ስም ዝወሃቦ ንመን እዩ? ህሉው ፖለቲካ ኤርትራን ካልእን ኣብዚ ዘተ፥ዝተኸፍለ መስዋእቲ ራህዋ ካብዘየምጽአ፡ ብዛዕባኦም ዝግበር ኩሉ ንመሸቀጢ ፖለቲካ እምበር ትርጉም የብሉን ንዝብሉ፡ብዛዕባ ስዉኣት ዝምልከት ናይ መትከልን ተግባርን ሓላፍ ዘላፍ ካብ ምንታይ እዩ፡ስዉእ ዝብል ስም ዝወሃቦ ንመን እዩ?ህሉው ፖለቲካ ኤርትራን ካልእን ShareLatest podcast episodesዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 ለካቲት 2026)ኢትዮጵያን ኤርትራን ቀልቀል ኲናት ምህላወን መፅናዕቲ ኢንተርናሽናል ክራይሲስ ግሩፕ ኣጠንቂቑ። (ጸብጻብ)ኣብ ኣውስትራሊያ መጠን ሞት ብሓደጋ ተሽከርከርቲ ምውሳኹ ንተጣበቕቲ የተሓሳስብ፡ሓጽርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ለካቲት 2026)