“ቋንቋ ትግርኛ ብስሩዕ ደረጃ ኣይማዕበለን፡ ነናይ ወለዶኡ እዩ ዝዝረበሉን ዝጸሓፈሉን ዘሎ” ኣርኣያ ካሳ

Credit: Araya Kassa
ኣቶ ኣርኣያ ካሳ፡ ንነዊሕ ዓመታት ቋንቋ ትግርኛ ንምምዕባል ዝሕግዙ ዝተፈላለዩ መጽናዕትታት ገይሩ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ጽሑፋት ዘቕርብ እዩ። ቋንቋ ትግርኛ ትማልን ሎሚን ከመይ ከምዘሎን ንኽምዕብል ዘድልዩ ነገራት ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ ኣሎ። ሎሚ ቀዳማይ ክፋሉ ቀሪቡ ኣሎ።
Share