SKIP TO MAIN CONTENT

ዕላል ምስ ስነጥበባዊ ሃይለሚካኤል ሃይለስላሰ (ሊንጎ)

HaileMichael haileSelasie (Lingo)
HaileMichael haileSelasie (Lingo)

ሃይለሚካኤል ሃይለስላሴ ብዚያዳ ኣድነቕቱ በታ ንነዊሕ ቁመቱ እተመልክት ሊንጎ ብእትብል ስጓ ኢዮም ዝፈልጥዎ። ምስ ህግ ከም ተጋዳላይ ኮይኑ ኣብ ሓጸርቲ ልቢ-ወለዳትን ግጥሚ ንደርፍታትን ካልእ ስነ ጥበባዊ ስራሓት ብምቕራብ ኣብ ህዝብን ተጋደልትን ተፈላጥነትን እኳ እንተነበሮ፡ ስሙ ምስቲ ኣብ ወጻኢ ዝነብር ህዝቢ ዝገነነ ግና ኣብ ፈስቲቫል ቦለኛ 1991 ኢዩ ነይሩ። ደራሲ መጻሓፍቲ፡ ጸሓፊ ግጥምታት ንደርፊ፡ ኣፋላጢ መድረኽ ሊንጎ ምስ SBS/Tigrinya ጻንሖት ገይሩ ኣሎ። ንስነ ጥበባዊ ስራሓቱ፡ ትዕዝብታቱ ኣብ ፈሲቲቫል ቦለኛ ናይ ትማልን ሎምን ኣዕሊሉ ኣሎ፡ ምሉእ ትሕዝቶኡ ናባኹም ነብሎ።

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሃይለሚካኤል ሃይለስላሴ ብዚያዳ ኣድነቕቱ በታ ንነዊሕ ቁመቱ እተመልክት ሊንጎ ብእትብል ስጓ ኢዮም ዝፈልጥዎ። ምስ ህግ ከም ተጋዳላይ ኮይኑ ኣብ ሓጸርቲ ልቢ-ወለዳትን ግጥሚ ንደርፍታትን ካልእ ስነ ጥበባዊ ስራሓት ብምቕራብ ኣብ ህዝብን ተጋደልትን ተፈላጥነትን እኳ እንተነበሮ፡ ስሙ ምስቲ ኣብ ወጻኢ ዝነብር ህዝቢ ዝገነነ ግና ኣብ ፈስቲቫል ቦለኛ 1991 ኢዩ ነይሩ። ደራሲ መጻሓፍቲ፡ ጸሓፊ ግጥምታት ንደርፊ፡ ኣፋላጢ መድረኽ ሊንጎ ምስ SBS/Tigrinya ጻንሖት ገይሩ ኣሎ። ንስነ ጥበባዊ ስራሓቱ፡ ትዕዝብታቱ ኣብ ፈሲቲቫል ቦለኛ ናይ ትማልን ሎምን ኣዕሊሉ ኣሎ፡ ምሉእ ትሕዝቶኡ ናባኹም ነብሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now