SKIP TO MAIN CONTENT

ዕላል ሞዛይክ ባህሊ ኤስ.ቢ.ኤስ ምስ ኣርቲስት ናሆም ኣብርሃም

Interview Tigrinya
Source: Nahom

ናሆም ኣብርሃም ይበሃል። ብ 1986 ኣስመራ ተወሊዱ ኣብ ኣስመራ ዝዓበየ ወዲ 31 ዓመት መንእሰይ ኮይኑ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ክፍለ ግዝኣት ኦሃዮ ይነብር ኣሎ። መንእሰይ ናሆም ኣብርሃም ኣብ ዓውዲ ስነጥበብ ኣብ ምውሳእ፡ ምድራስ፡ ምእላይን ምስ ኣልን ጽቡቕ ስምን ዝናን ካብ ዝረኸቡ ውሑዳት መንእሰያት ሓደ እዩ። ንሱ ኣብ ውሽጢ 10 ዓመት ናይ ስነጥበብ ጉዕዝኡ 5 ፊልምታት ደሪሱ፡ 7 ፊልምታት ኣልዩ፡ 21 ፊልምታት ቀዲሑ፡ ኣብ 15 ፊልምታትን ክልተ ናይ ቪድዮ ደርፍታትን ተዋሲኡ ካብ 50-70 ዝኾና ናይ ትግርኛ ናይ ደርፊ ቪድዮታት ከኣ ቀዲሑ። ናሆም በዓል ሓዳርን ኣቦ ሓደ ቆልዓ ኮይኑ ምስ ሬድዮ ኤስ.ቢ.ኤስ መደብ ሞዛይክ ባህሊ ዘገበሮ ጻንሖት ናባኹም ነብሎ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናሆም ኣብርሃም ይበሃል። ብ 1986 ኣስመራ ተወሊዱ ኣብ ኣስመራ ዝዓበየ ወዲ 31 ዓመት መንእሰይ ኮይኑ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ክፍለ ግዝኣት ኦሃዮ ይነብር ኣሎ። መንእሰይ ናሆም ኣብርሃም ኣብ ዓውዲ ስነጥበብ ኣብ ምውሳእ፡ ምድራስ፡ ምእላይን ምስ ኣልን ጽቡቕ ስምን ዝናን ካብ ዝረኸቡ ውሑዳት መንእሰያት ሓደ እዩ። ንሱ ኣብ ውሽጢ 10 ዓመት ናይ ስነጥበብ ጉዕዝኡ 5 ፊልምታት ደሪሱ፡ 7 ፊልምታት ኣልዩ፡ 21 ፊልምታት ቀዲሑ፡ ኣብ 15 ፊልምታትን ክልተ ናይ ቪድዮ ደርፍታትን ተዋሲኡ ካብ 50-70 ዝኾና ናይ ትግርኛ ናይ ደርፊ ቪድዮታት ከኣ ቀዲሑ። ናሆም በዓል ሓዳርን ኣቦ ሓደ ቆልዓ ኮይኑ ምስ ሬድዮ ኤስ.ቢ.ኤስ መደብ ሞዛይክ ባህሊ ዘገበሮ ጻንሖት ናባኹም ነብሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now