"ተማሂርና ንዓዲና ንምግጋል ስለዝኾነ ነዚ ኣብዚ ዘሎ ህዝቢና'ውን ኣካል ናቱ ስለዝኾነ ኢና ነገልግሎ ዘለና።" ዶ/ር ኣጸደ

Dr. Kahsu and Dr Atsede Source: Supplied
ኣብዝሓለፈ እዋን ምስ ኣብ ሓደ መዓልቲ ሰብኣይን ሰበይቲን ናይ ፒኤች ዲ ትምህርቶም ዛዚሞም ዝተመረቑ ዶ/ር ካሕሱ ገብረክርስቶስን ዶ/ር ኣጸደ ፋንታሁንን ዝተገብረ ዕላል ኔሩ። ካልኣይ ክፋሉን ናይ መወዳእታን ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
Share