Berhan Ismail Jabr Source: Suppliedመንግስቲ ዑመር ኣልበሺር ብህዝባዊ ምልዕዓላት ምስተዓልወ፡ ብወተሃደራዊን ሲቪልን ዝቖመ መሰጋገሪ መንግስቲ ነታ ሃገር ከመሓድራ ጸንሑ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ መንጎ ክልቲኡ ክንፊ ናይቲ መንግስቲ ዘሎ ምውጣጥ ነታ ሃገር ናይ ሓደጋ ኩነታት ኣንጸላልይዋ ኣሎ። እዚ ኣብ ሱዳንን ኣብቲ ከባቢን ከምጽ ኦ ዝኽእል ቅልውላው እንታይ ክመስል ከምዝኽእል፡ ኣብ ራድዮ 3CR ጋዜጠኛን፡ ንፖለቲካ ሱዳን ብቐረባ ዝከታተልን ብርሃን እስማዒል ጃብር ኣዘራሪብናዮ ኣሎና ቀዳማይ ክፋሉ ቀሪቡ ኣሎ።
Published
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
መንግስቲ ዑመር ኣልበሺር ብህዝባዊ ምልዕዓላት ምስተዓልወ፡ ብወተሃደራዊን ሲቪልን ዝቖመ መሰጋገሪ መንግስቲ ነታ ሃገር ከመሓድራ ጸንሑ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ መንጎ ክልቲኡ ክንፊ ናይቲ መንግስቲ ዘሎ ምውጣጥ ነታ ሃገር ናይ ሓደጋ ኩነታት ኣንጸላልይዋ ኣሎ። እዚ ኣብ ሱዳንን ኣብቲ ከባቢን ከምጽ ኦ ዝኽእል ቅልውላው እንታይ ክመስል ከምዝኽእል፡ ኣብ ራድዮ 3CR ጋዜጠኛን፡ ንፖለቲካ ሱዳን ብቐረባ ዝከታተልን ብርሃን እስማዒል ጃብር ኣዘራሪብናዮ ኣሎና ቀዳማይ ክፋሉ ቀሪቡ ኣሎ።