Credit: Suppliedሓደ ካብቶም ኣንጻር ኣብ ኤርትራ ዘሎ መንግስቲ ዝቃወሙ ዘለዉ ዉድባት "ሰልፊ ሕዳሰ ኤርትራ" ዝበሃል ኮይኑ፡ ኣብ ትግራይ ዝተገብረ ኲናት ስዒቡ ኣብ ዉሽጢ ምሪሕነቱ ምክፍፋል ተራእዩ። እቲ ዝጸንሐ መሪሕነት ሰልፊ፡ "ናይ ፓራዳይም ለውጢ " ብምግባር ምስ መንግስቲ ኤርትራ ክንሰርሕ ኢና" ዝብልን ንዕኡ ዝመሳሰል ዘረባታትን መትከላትን ሒዙ። ነዚ ዝቃወሙ ድማ እዚ ካብ መትከልና ወጻኢ እዩ ብምባል ጉባኤ ኣካይዶም 'ግዝያዊ መሪሕነት ሰልፊ ሕዳሴ ኤርትራ ድማ ኣቑሞም። ምስዚ ዝተኣሳሰር ዛዕባ ምስ ኣቦ ወምበር ናይቲ ሰልፊ ግዝያዊ መሪሕነት ኢንጂኔር እድሪስ ኑር ዝተገብረ ቃለ መጠይቕ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሓደ ካብቶም ኣንጻር ኣብ ኤርትራ ዘሎ መንግስቲ ዝቃወሙ ዘለዉ ዉድባት "ሰልፊ ሕዳሰ ኤርትራ" ዝበሃል ኮይኑ፡ ኣብ ትግራይ ዝተገብረ ኲናት ስዒቡ ኣብ ዉሽጢ ምሪሕነቱ ምክፍፋል ተራእዩ። እቲ ዝጸንሐ መሪሕነት ሰልፊ፡ "ናይ ፓራዳይም ለውጢ " ብምግባር ምስ መንግስቲ ኤርትራ ክንሰርሕ ኢና" ዝብልን ንዕኡ ዝመሳሰል ዘረባታትን መትከላትን ሒዙ። ነዚ ዝቃወሙ ድማ እዚ ካብ መትከልና ወጻኢ እዩ ብምባል ጉባኤ ኣካይዶም 'ግዝያዊ መሪሕነት ሰልፊ ሕዳሴ ኤርትራ ድማ ኣቑሞም። ምስዚ ዝተኣሳሰር ዛዕባ ምስ ኣቦ ወምበር ናይቲ ሰልፊ ግዝያዊ መሪሕነት ኢንጂኔር እድሪስ ኑር ዝተገብረ ቃለ መጠይቕ።