Source: Supplied Estifanos and Habtomሎሚ ቕነ ብ ኣንበጣ ንዝተሃስዩ ሃረስቶት ትግራይ ዝኸውን ገለ ኤርትራዊያን ዘበገስዎ ናይ ሓገዝ ገንዘብ ምውጻእ ዝምልከት ካብ ኣወሃሃድቲ ዝኾኑ እስቲፋኖስ ኣርኣያን ሃብቶም ዮሃንስን ምሳና ጻኒሒት ጌሮም ኣለዉ። ምስዚ ዝምልከት ብዛዕባ ዝምድና ህዝቢታት ኤርትራን ኢትዮጵያን’ውን ኣልዒሎም ኣለዉ።
ሎሚ ቕነ ብ ኣንበጣ ንዝተሃስዩ ሃረስቶት ትግራይ ዝኸውን ገለ ኤርትራዊያን ዘበገስዎ ናይ ሓገዝ ገንዘብ ምውጻእ ዝምልከት ካብ ኣወሃሃድቲ ዝኾኑ እስቲፋኖስ ኣርኣያን ሃብቶም ዮሃንስን ምሳና ጻኒሒት ጌሮም ኣለዉ። ምስዚ ዝምልከት ብዛዕባ ዝምድና ህዝቢታት ኤርትራን ኢትዮጵያን’ውን ኣልዒሎም ኣለዉ።