Source: SBS Tigrinyaኣብዚ ሰሙን ኣብ ዩኒቨርሲቲ መልበርን ብዛዕም ምጥያስን ምስምባርን ኣፍሪቃዊያን ኣውስትራሊያዊያን ኮንፈረንስ ተጌሩ ኔሩ፣ ኣብቲ ዋዕላ ሰብመዚ መንግስቲ ኣውስትራሊያ፣ ወከልቲ ማሕበራትን ተመራመርቲን ጽሑፋትን መደረን ኣቕሪቦም ኔሮ። ዶ'ር ብርሃን ኣሕመድ ካብ ኣወሃሃድቲ ዋዕላ ኮይኑ ብዛዕባ “AFRICAN AUSTRALIANS SETTLEMENT & INTEGRATION 2030: OPPORTUNITIES AND CHALLENGES CONFERENCE መብርሂ ሂቡ ኣሎ።
ኣብዚ ሰሙን ኣብ ዩኒቨርሲቲ መልበርን ብዛዕም ምጥያስን ምስምባርን ኣፍሪቃዊያን ኣውስትራሊያዊያን ኮንፈረንስ ተጌሩ ኔሩ፣ ኣብቲ ዋዕላ ሰብመዚ መንግስቲ ኣውስትራሊያ፣ ወከልቲ ማሕበራትን ተመራመርቲን ጽሑፋትን መደረን ኣቕሪቦም ኔሮ። ዶ'ር ብርሃን ኣሕመድ ካብ ኣወሃሃድቲ ዋዕላ ኮይኑ ብዛዕባ “AFRICAN AUSTRALIANS SETTLEMENT & INTEGRATION 2030: OPPORTUNITIES AND CHALLENGES CONFERENCE መብርሂ ሂቡ ኣሎ።