SKIP TO MAIN CONTENT

"እዚ ነባሪ ሰላም ክፈጥር ዝኽእል ዕድላት ምኽፋቱ ንዲሞክራስያዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራን ሕቶ ፍትሕን ዘደንፍዕ'ዩ፡ ክንጥቀመሉ ግን ጻዕርና፡ ተባላሓትነትናን ተዓጻጻፍነትናን ይውስኖ።' ዶር ዳንኤል ረዘነ

Dr Daniel Rezene Mekonnen
Source: FB

ቃለ መሕትት ምስ ዶር ዳንኤል ረዘነ መኮነን ትዕዝብቲ ኣብ'ዚ ቅልጡፍ ምዕባለን ለውጥን ፖለቲካዊ ኩነታት ኢትዮ-ኤርትራ ብፍላይ፡ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሓፈሻ፡ ዋና ጸሓፊ ው. ሕ. ሃ መበገሲ ምኽንያታት እገዳ እንተተኣልዮም እቲ እገዳ ክለዓል'ዩ ይብል፡ ኢትዮጵያ'ውን ምስ በዓል ጂቡቲን ሶማልያን እገዳ ክጸንዕ ክትማጎት ጸኒሓ ሕጂ ግን ክለዓል ትጠልብ ኣላ፡ ከመይ'ዩ እዚ ዝቃዶ፡ እቲ መስርሕ ከ እንታይ ይመስል፧ ምልዓል እገዳን ንቡር ሰላም ምምላስን ንህዝቢ ኤርትራ ይጠቕሞ ዶ፡ ሕቶታት ደሞክራሲ፡ መሰልን ፍትሕን'ከ መዓስ'ዮም ክሕተቱ፧ እቲ ቃልሲ ኸ እንታይ'ዩ ክመስል፧ ኢትዮጵያን ኤርትራን ናብ መኣዲ ሰላም ክምለሳ ብዙሓት ሃገራት ዝተሳተፍኦ ብርቱዕ ጸቕጢ እናተኻይደ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ምኽባር ንምንታይ ከም'ኡ ዘይግበር፧

Published

Updated

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቃለ መሕትት ምስ ዶር ዳንኤል ረዘነ መኮነን ትዕዝብቲ ኣብ'ዚ ቅልጡፍ ምዕባለን ለውጥን ፖለቲካዊ ኩነታት ኢትዮ-ኤርትራ ብፍላይ፡ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሓፈሻ፡ ዋና ጸሓፊ ው. ሕ. ሃ መበገሲ ምኽንያታት እገዳ እንተተኣልዮም እቲ እገዳ ክለዓል'ዩ ይብል፡ ኢትዮጵያ'ውን ምስ በዓል ጂቡቲን ሶማልያን እገዳ ክጸንዕ ክትማጎት ጸኒሓ ሕጂ ግን ክለዓል ትጠልብ ኣላ፡ ከመይ'ዩ እዚ ዝቃዶ፡ እቲ መስርሕ ከ እንታይ ይመስል፧ ምልዓል እገዳን ንቡር ሰላም ምምላስን ንህዝቢ ኤርትራ ይጠቕሞ ዶ፡ ሕቶታት ደሞክራሲ፡ መሰልን ፍትሕን'ከ መዓስ'ዮም ክሕተቱ፧ እቲ ቃልሲ ኸ እንታይ'ዩ ክመስል፧ ኢትዮጵያን ኤርትራን ናብ መኣዲ ሰላም ክምለሳ ብዙሓት ሃገራት ዝተሳተፍኦ ብርቱዕ ጸቕጢ እናተኻይደ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ምኽባር ንምንታይ ከም'ኡ ዘይግበር፧

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now