SKIP TO MAIN CONTENT

“ሕልምና ተማሂርና ንኤርትራ ናብ ዝለዓለ ምዕባለ ንምብጻሕ’ዩ ኔሩ።” ዶ/ር ዳዊት ስዩም

SMEC CTP + TP North Sydney November 2019
SMEC CTP + TP North Sydney November 2019 Source: Dawit Seyoum

ኣብ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ካብቶም ቀዳሞት ንደፓርትመንት ኢንጂኔሪንግ ዝመስረቱ እዩ፡ ናብ ኣውስትራሊያ መጺኡ ፈለማ ናይ ማስተርስ ዲግሪ ደሓር ድማ ናይ ፒኤች ዲ ትምህርቱ ተኻታቲሉ፡ ክሳብ መወዳእታ ትምህርቱ ናብ ዓዱ ተመሊሱ ከገልግል እናሓሰበ፡ ንመደቡ ዝቕይር ሓድሽ ሓሳብ መጺእዎ፡ ሎሚ ኣብ ኣውስትራሊያ ሓደ ካብ ኪኢላታት ኤለክትሪካል ኢንጂኔሪንግ ኮይኑ ይሰርሕ ኣሎ። ህይወቱን ሞያኡን ካልእን ኣዕሊሉና ኣሎ።

Published

By Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ካብቶም ቀዳሞት ንደፓርትመንት ኢንጂኔሪንግ ዝመስረቱ እዩ፡ ናብ ኣውስትራሊያ መጺኡ ፈለማ ናይ ማስተርስ ዲግሪ ደሓር ድማ ናይ ፒኤች ዲ ትምህርቱ ተኻታቲሉ፡ ክሳብ መወዳእታ ትምህርቱ ናብ ዓዱ ተመሊሱ ከገልግል እናሓሰበ፡ ንመደቡ ዝቕይር ሓድሽ ሓሳብ መጺእዎ፡ ሎሚ ኣብ ኣውስትራሊያ ሓደ ካብ ኪኢላታት ኤለክትሪካል ኢንጂኔሪንግ ኮይኑ ይሰርሕ ኣሎ። ህይወቱን ሞያኡን ካልእን ኣዕሊሉና ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now