Ghenet Endrias Source: Suppliedምስ ሓኪም ስኒ ምስ ዶ/ር ገነት እንድርያስ፡ ንገብሮ ዘለና ዕላል ብምቕጻል ሎሚ መቐጸልታ ናይ ዝሓለፈን ዝመጽእን ኣብቲ ናታ ፍሉይ ክእለት ወይ ስፐሺያሊቲ ዘተኮረ ብዛዕባ ንዝተበላሸወ ስኒ ንምዕራይን ንምትካእ ዝግበር ወይ ደንቹር ከምኡውን ብዛዕባ ምእሳር ስኒ (Braces) ዝምልከት ምስ ዶ/ር ገነት ዕላልና ክቕጽል እዩ።
ምስ ሓኪም ስኒ ምስ ዶ/ር ገነት እንድርያስ፡ ንገብሮ ዘለና ዕላል ብምቕጻል ሎሚ መቐጸልታ ናይ ዝሓለፈን ዝመጽእን ኣብቲ ናታ ፍሉይ ክእለት ወይ ስፐሺያሊቲ ዘተኮረ ብዛዕባ ንዝተበላሸወ ስኒ ንምዕራይን ንምትካእ ዝግበር ወይ ደንቹር ከምኡውን ብዛዕባ ምእሳር ስኒ (Braces) ዝምልከት ምስ ዶ/ር ገነት ዕላልና ክቕጽል እዩ።