Credit: Dr. Meskela Kiduዶክተር መስቀላ ኪዱ እያ ትበሃል። ኣብ ማህጸን ኣዲኣ ከላ፡ ወለዳ ምስዘይትፈልጦ ሰብ ኣሕጽዮማ። ምስተወልደት ኣብ ሻድሻይ ዓመታ ንዘመዳ ከተሰኒ ተባሂሉ ብዘይ ናውቲ ትምህርቲ ናብ ስኳላ ክትመላለስ ተገብረ። ብልሓን ድልየት ትምህርታን ዝረኣዩ መማህራን ናይ ዘመዳ፡ መምሃሪ ነገራት ኣቕረቡላ። ትምህርቲ ንኸይትመሃር ዝነበረ ሓጹር ድኽነት፡ ምስግዳድ ምምርዓው ኣብ ንእስነታን ካል እን ሰጊራ፡ ዓበይቲ ዓወታት ሓፊሳ ብናይ ሕክምና ዶክተር ጥራይ ዘይኮነስ ብብሉጽ ነጥቢን ዓበይቲ ስልማታትን ጨቢጣ ተመሪቓ። ብምኽንያት 8 መጋቢት መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ታሪኽ ዶክተር መስቀላ ኣካል መደብና ኮይኑ ኣሎ።
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ዶክተር መስቀላ ኪዱ እያ ትበሃል። ኣብ ማህጸን ኣዲኣ ከላ፡ ወለዳ ምስዘይትፈልጦ ሰብ ኣሕጽዮማ። ምስተወልደት ኣብ ሻድሻይ ዓመታ ንዘመዳ ከተሰኒ ተባሂሉ ብዘይ ናውቲ ትምህርቲ ናብ ስኳላ ክትመላለስ ተገብረ። ብልሓን ድልየት ትምህርታን ዝረኣዩ መማህራን ናይ ዘመዳ፡ መምሃሪ ነገራት ኣቕረቡላ። ትምህርቲ ንኸይትመሃር ዝነበረ ሓጹር ድኽነት፡ ምስግዳድ ምምርዓው ኣብ ንእስነታን ካል እን ሰጊራ፡ ዓበይቲ ዓወታት ሓፊሳ ብናይ ሕክምና ዶክተር ጥራይ ዘይኮነስ ብብሉጽ ነጥቢን ዓበይቲ ስልማታትን ጨቢጣ ተመሪቓ። ብምኽንያት 8 መጋቢት መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ታሪኽ ዶክተር መስቀላ ኣካል መደብና ኮይኑ ኣሎ።
Check out our podcast collection here