Dr. Mohamed Kheir Omer Source: Suppliedሓይሊታት ምክልኻል ትግራይ፡ ብወገን ምዕራብ መጥቃዕቲ ክፍንዉ እዮም ተባሂሉ ትጽቢት እናተገብረ፡ ናብ ወገን ደቡብ ኣቢሎም ኣብ ዉሽጢ ክልል ዓፋርን ኣምሓራን እቲ ኲናት ቀጺሎሞ ኣለዉ። ነዚ ምዕባለ ተኸቲሉ፡ ኲነታት ኣብ ወጥሪ ወዲቕሉ ዘሎ እዋን እቲ ምዕባለ ኣብዚ ቅሩብ እዋን ናበይ ገጹ ክኸይድ ከምዝኽእል፡ ጸሓፊን ተመራማሪን ዶ/ር መሓመድ ኬር ዑመር ትንታነ ሂቡ ኣሎ። ኣብዚ ክስማዕ ይከኣል'ዩ፡
Published
By Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሓይሊታት ምክልኻል ትግራይ፡ ብወገን ምዕራብ መጥቃዕቲ ክፍንዉ እዮም ተባሂሉ ትጽቢት እናተገብረ፡ ናብ ወገን ደቡብ ኣቢሎም ኣብ ዉሽጢ ክልል ዓፋርን ኣምሓራን እቲ ኲናት ቀጺሎሞ ኣለዉ። ነዚ ምዕባለ ተኸቲሉ፡ ኲነታት ኣብ ወጥሪ ወዲቕሉ ዘሎ እዋን እቲ ምዕባለ ኣብዚ ቅሩብ እዋን ናበይ ገጹ ክኸይድ ከምዝኽእል፡ ጸሓፊን ተመራማሪን ዶ/ር መሓመድ ኬር ዑመር ትንታነ ሂቡ ኣሎ። ኣብዚ ክስማዕ ይከኣል'ዩ፡