“ጸገምና ኢሳያስ/ህግደፍ ጥራይ ኣይኮነን።” ዶ/ር መሓመድኬር ዑመር

Dr. Mohamedkier Omer Source: Supplied
"ግድል ኤርትራ ኣብቲ ዝሳዕረረ ባህሊ ተማእዛዝነት፡ ኣንነት፡ ምልኪ፡ ምግላል፡ ስረዛ እቲ ካልእ ወገን፡ ምዝንባዕ ታሪኽን ኣምልኾ ውልቀሰብን ሰሪቱ ይርከብ" ክብል ዶ/ር መሓመድ ኬር ዑመር ኣብ ዘቕረቦ ሓሳብ መሰረት ብምግባር ጸገማት ዝበሎም ተንቲንዎም ኣሎ።
Share
Dr. Mohamedkier Omer Source: Supplied
SBS World News