ዶክተር ሳዕዲያ ሓሳነን ክኢላ ኣህጉራዊ ፍልሰትን ኩነታት ስደተኛታትን'ያ። ኣብ ኣውስትራልያ ኣብ ንሓጺር ግዜ ኣብ ዝጸንሓትሉ እዋን ብዛዕባ እቶም ካብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ ኤውሮጳ ተሰዲዶም ጸኒሖም ድሒሮም ግን ኣብ ኣውስትራልያ መነባብረኦም ዝገበሩ ስደተኛታት ኣመልኪታ እተካይዶ ዘላ መጽናዕቲ ኣመልኪትና ምስኣ ዘካየድናዮ ዕላል ነቕርበልኩም።
Share
Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends