ዶ/ር ሰላም ኪዳነ፡ ናይ ኣእምሮ ጥዕና ኪኢላ እያ። ኣብቲ ናታ መጽናዕቲ ምርኩስ ብምግባር ናይ ኤርትራዊያን መንእሰያት ኩነተ ኣእምሮን ዘለዎም በሰላ ዝገልጽሉ ዘለዉ ኣገባብን ገሊጻ ኣላ። ብፍላይ እቲ ኩነታት ምስቲ ኣብዚ ቕነ ኣብ ጀርመን ዝተራእየ ናይ ተቓዉሞ ስምዒታት ኣተሓሒዛ መብርሂ ሂባ።
Share

Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Share this with family and friends
