SKIP TO MAIN CONTENT

“ኣብ ሱዳን ርጉእ መንግስቲ እንተዝነብር’ውን ምስኦም ኮይና ምሰራሕና።” ቃለ መሕትት ምስ ዶ/ር ጽጋቡ ኣስመላሽ

Interview with Dr. Tsegabu
Dr. Tsegabu AsmelaSh Source: Supplied

ዶ/ር ጽጋቡ ኣስመላሽ ኣብ ዝተፈላለዩ ምንቅስቓሳት ተቓወምቲ መንግስቲ ኤርትራ (ደለይቲ ፍትሒ) ክነጥፍ ዝጸንሐ እዩ። ኣባል ናይቲ ኣብዚ ቅሩብ ዝተመስረተ “ፈልሲ ደሞክራስን ሰላምን ኤርትራ” ኮይና ብዛዕባ ሓፈሻዊ ደምበ ተቓዉሞ ኤርትራን ኣብዚ ሎሚ ዘለዎ ኩነታትን ዝኽተሎ ዘሎ ዕላማታትን ገሊጹልና ኣሎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዶ/ር ጽጋቡ ኣስመላሽ ኣብ ዝተፈላለዩ ምንቅስቓሳት ተቓወምቲ መንግስቲ ኤርትራ (ደለይቲ ፍትሒ) ክነጥፍ ዝጸንሐ እዩ። ኣባል ናይቲ ኣብዚ ቅሩብ ዝተመስረተ “ፈልሲ ደሞክራስን ሰላምን ኤርትራ” ኮይና ብዛዕባ ሓፈሻዊ ደምበ ተቓዉሞ ኤርትራን ኣብዚ ሎሚ ዘለዎ ኩነታትን ዝኽተሎ ዘሎ ዕላማታትን ገሊጹልና ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now