Dr. Yifdeamlak tesfamariam Beraki Source: Suppliedዶ/ር ይፍደኣምላክ ካብ ኤርትራ ክሳብ ዝወጽእ ዳይረክተር ባንክ ደም ኤርትራ ዝነበረ በዓል ሞያ እዩ። ብዘይካ እቲ ብሞያኡ ኣብ ኣመሪካ እናነበረ ዝሰርሖ መሃሪ ጽሑፋት’ውን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ዘካፍል እዩ። ሎሚ ዕዱምና ዶ/ር ይፍደ ብዛዕባ ሕማም ኣእምሮን ምስኡ ዝዛመድ ሕቶታትን መሊሱልና ኣሎ።
Published
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ዶ/ር ይፍደኣምላክ ካብ ኤርትራ ክሳብ ዝወጽእ ዳይረክተር ባንክ ደም ኤርትራ ዝነበረ በዓል ሞያ እዩ። ብዘይካ እቲ ብሞያኡ ኣብ ኣመሪካ እናነበረ ዝሰርሖ መሃሪ ጽሑፋት’ውን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ዘካፍል እዩ። ሎሚ ዕዱምና ዶ/ር ይፍደ ብዛዕባ ሕማም ኣእምሮን ምስኡ ዝዛመድ ሕቶታትን መሊሱልና ኣሎ።