ዶ/ር ይፍደኣምላክ ተስፋማሪያም በራኺ ዳይረክተር ባንክ ደም ኤርትራ ዝነበረ በዓል ሞያ እዩ። ብዘይካ እቲ ብሞያኡ ኣብ ኣመሪካ እናነበረ ዝሰርሖ መሃሪ ጽሑፋት’ውን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ዘካፍል እዩ። ሎሚ ብዛዕባ መንነት፡ ርስቲ፡ ምክብባርን ምስ ኡ ዝዛመዱ ዛዕባታት መሊሱልና ኣሎ።
Share
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Share this with family and friends
