SKIP TO MAIN CONTENT

ቃለ መሕትት ምስ ኤርትራዊ ዶክተር ዘርአማርያም ፍረ - ተሰላሚ ናይ '2018 Desmond Tutu Reconciliation Fellowship Award'

Dr. Zeremariam Fre winner of the 2018 Desmond Tutu Reconciliation Fellowship award
Source: SBS Tigrinya

ዶክተር ዘርአማርያም ፍረ መምህር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ለንደንን ኣብ ውጥን ምዕባለ፡ ሕርሻ ደረቕ ከባቢታት፡ ፖሊሲታት ኣጠቓቕማ መሬት፡ ደቀባታዊ ስርዓተ ፍልጠት፡ ተራ ደቀንስትዮ ኣብ ምፍራይን ምምሕዳርን መግቢ፡ ውሕስነት መግቢን ብዙሕ ካልእን መጽናዕቲ ዝገብር፡ ተጣባቒ ኣከባቢ ናይ ብጉስነት ዝናበሩ ሰበኽ ሳግማዊ ሕብረተሰባት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ’ዩ። ዝሓለፈ ሓሙስ 4 ጥቅምቲ 2018 ኣብ’ዚ ኣብ ከተማ መልበን፡ ኣውስትራልያ፡ ናይ 2018 ናይ ክብሪ ኣባል ደስሞንድ ቱቱ ሪኮንሲሊየሽን ፈሎውሺፕ ኮይኑ ስልማት ተቐቢሉ።

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዶክተር ዘርአማርያም ፍረ መምህር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ለንደንን ኣብ ውጥን ምዕባለ፡ ሕርሻ ደረቕ ከባቢታት፡ ፖሊሲታት ኣጠቓቕማ መሬት፡ ደቀባታዊ ስርዓተ ፍልጠት፡ ተራ ደቀንስትዮ ኣብ ምፍራይን ምምሕዳርን መግቢ፡ ውሕስነት መግቢን ብዙሕ ካልእን መጽናዕቲ ዝገብር፡ ተጣባቒ ኣከባቢ ናይ ብጉስነት ዝናበሩ ሰበኽ ሳግማዊ ሕብረተሰባት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ’ዩ። ዝሓለፈ ሓሙስ 4 ጥቅምቲ 2018 ኣብ’ዚ ኣብ ከተማ መልበን፡ ኣውስትራልያ፡ ናይ 2018 ናይ ክብሪ ኣባል ደስሞንድ ቱቱ ሪኮንሲሊየሽን ፈሎውሺፕ ኮይኑ ስልማት ተቐቢሉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now