Godefai Debas Credit: SBS Tigrinyaኣብ ሰማንያታት ኣብ ኤርትራ ዓበይቲ ጋንታታት ከም ኤልፓ፡ ቺፖሊኒ፡ ዋልያን ኣዱሊስን ዝበሃላ ሓያልት ተጻወቲ ዝነበርወን ጋንታታ ኔረን። ብ ኢትዮጵያ ደረጃ ዝወዳደራን ካብ ተጻወተን ድማ ን ሃገራዊት ኢትዮጵያ ወኪሎም ዝጻወቱ ከም በዓል ፋንጁዕ፡ ኣማኑኤል፡ ሊሊ፡ ተፈራ፡ ነጋሽ ተኽሊን ይርከብዎም። ሓደ ካብቶም ኣብ ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ህቡባት ዝነበሩ ጎደፋይ ደባስ’ውን ስሙ ኣብ ታሪኽ ዝጥቀስ እዩ። ቅድሚ ብዙሕ ዓመታት ኣዳላዊ መደብ SBS ስፖርት ኢብራሂም ዓሊ ኣዘራሪብዎ ኔሩ። ጸወታታት ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2022 ቀጠር ምኽንያት ብምግባር ዳግም ናባኹም ነብሎ ኣለና። ኣብ'ዚ ሳልሳይ ክፋል ብዛዕባ ኣወጻጽእኡ ካብ ኤርትራ (ኢትዮጵያ)ን ኣመጻጽእኡ ናብ ኣውስትራልያ ብስዋዚላንድ ኣቢሉን ኣዕሊሉ ኣሎ።
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣብ ሰማንያታት ኣብ ኤርትራ ዓበይቲ ጋንታታት ከም ኤልፓ፡ ቺፖሊኒ፡ ዋልያን ኣዱሊስን ዝበሃላ ሓያልት ተጻወቲ ዝነበርወን ጋንታታ ኔረን። ብ ኢትዮጵያ ደረጃ ዝወዳደራን ካብ ተጻወተን ድማ ን ሃገራዊት ኢትዮጵያ ወኪሎም ዝጻወቱ ከም በዓል ፋንጁዕ፡ ኣማኑኤል፡ ሊሊ፡ ተፈራ፡ ነጋሽ ተኽሊን ይርከብዎም። ሓደ ካብቶም ኣብ ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ህቡባት ዝነበሩ ጎደፋይ ደባስ’ውን ስሙ ኣብ ታሪኽ ዝጥቀስ እዩ። ቅድሚ ብዙሕ ዓመታት ኣዳላዊ መደብ SBS ስፖርት ኢብራሂም ዓሊ ኣዘራሪብዎ ኔሩ። ጸወታታት ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2022 ቀጠር ምኽንያት ብምግባር ዳግም ናባኹም ነብሎ ኣለና። ኣብ'ዚ ሳልሳይ ክፋል ብዛዕባ ኣወጻጽእኡ ካብ ኤርትራ (ኢትዮጵያ)ን ኣመጻጽእኡ ናብ ኣውስትራልያ ብስዋዚላንድ ኣቢሉን ኣዕሊሉ ኣሎ።