ዓለም “ህወሓት ናብ ዝርርብ ሰላም ክምለስ ክጽውዕ ነተሓሳስብ።” ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ኢትዮጵያ አምባሳደር ጸጋአብ ክበበው ።
Ambassador Tegab Kibebew Credit: SBS News
ኣቶ ጸጋአብ ክበበው ዳቃ፤ ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ኢፌዴሪ ሓድሽ በዓል ምሉእ ስልጣን አምባሳደር እዩ። ብዛዕባ እቲ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይሊታት ትግራይን ጀሚሩ ዘሎ ዝምልከት ምስ SBS World News ጻንሒት ጌሩ ኔሩ፡ ምሉእ ትሕዝቶ ናይቲ ቃለ መሕትት ብእንግልዚኛ ቀሪቡ ኣሎ።
Share