SKIP TO MAIN CONTENT

ዕላል ምስ ዲዛይነርን ሰፋይ ክዳንን ኣንዋር ዓብደላ ዓብዱራሕማን

Interview Tigrinya
Source: SBS Tigrinya

ካብ ኤርትራ ናብ ኣውስትራሊያ ካብ ዝኣቱ ኣስታት 8 ዓመታት ጌሩ ኣሎ። ካብ እዋን ቁልዕነቱ ኣብ ናይ ቤተ ሰብ ንግዲ ስፌት ብምዕባዩ ድሌት ስለዝጸንሖ፡ ኣብ ኣውስትራሊያ ድሕሪ ምእታዉ በዚ ስራሕ ማዕቢሉ ስርሑ ከርእይ ተዓጢቑ ዘሎ ዜጋ እዩ። ብዙሓት ዓማዊል ኣጥርዩ ድማ ንበዓላትን ንኻልእ መዓልታትን ዝኾኑ ዝተፈላለዩ ቅዲ ዘለዎም ናይ ክዳን ስፌታት ኣብ ምፍራይ ይርከብ። ኣብታ ከፊትዋ ዘሎ ዱኳን ምስ ሬድዮ ኤስ ቢ ኤስ ጻንሒት ጌሩ ኣሎ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ካብ ኤርትራ ናብ ኣውስትራሊያ ካብ ዝኣቱ ኣስታት 8 ዓመታት ጌሩ ኣሎ። ካብ እዋን ቁልዕነቱ ኣብ ናይ ቤተ ሰብ ንግዲ ስፌት ብምዕባዩ ድሌት ስለዝጸንሖ፡ ኣብ ኣውስትራሊያ ድሕሪ ምእታዉ በዚ ስራሕ ማዕቢሉ ስርሑ ከርእይ ተዓጢቑ ዘሎ ዜጋ እዩ። ብዙሓት ዓማዊል ኣጥርዩ ድማ ንበዓላትን ንኻልእ መዓልታትን ዝኾኑ ዝተፈላለዩ ቅዲ ዘለዎም ናይ ክዳን ስፌታት ኣብ ምፍራይ ይርከብ። ኣብታ ከፊትዋ ዘሎ ዱኳን ምስ ሬድዮ ኤስ ቢ ኤስ ጻንሒት ጌሩ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now