SKIP TO MAIN CONTENT

“ንሰይጣን ከተጥፍእ ኢልካ ንህዝቢ ናብ ሰይጣን ዝቐየረ ቃልሲ እዩ።” ግርማይ ኣድሓኖም

Interview with Ghirmay AdHanom
Ghirmay AdHanom Abrha Source: SBS Tigrinya

ግርማይ ኣድሓኖም ወዲ 5 ዓመት ምስቲ ኣብቲ እዋን ወዲ 7 ዓመት ዝነበረ ሓዉ፡ ካብ ዓዶም ብህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ (ህግሓኤ) ተጨውዮም ኣብ በረኻታት ሳሕል ክዓብዩ ዝተገደዱ እዮም። “ኣበሳ” ናይ ኣቦኦም እቶም ህጻናት ክፍደይዎ ኣብቲ በረኻታት ከርተት ክብሉ ተገይሮም። ብዝወረዶም ስነ ኣእምሮኣዊ ሃስያ ድሕሪ 1991 ምስ ሕብረተሰቦምን ስድራኦምን ስኒት ስኢኖም ኣብ ናይ ጭንቀት ህይወት የሕለውልዉ ኣለዉ። ኣብዚ እዋን ግርማይ ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ከተማ መልበርን ዝነብር ኮይኑ ሓዉ ግና ናይ ኣእምሮ ጸገም ኣጋጢምዎ ኣበይ ከምዘሎ'ውን ሃለዋቱ ኣይፍለጥን። ግርማይ ኣብዛ ሓዳሽ ሃገሩ ኣውስትራሊያ ኮይኑ ንዝሓለፎ ናይ ሓርጎጽጎጽ ህይወትን ኣብ ህይወቶም ኣትሪፍዎ ዘሎ ስምብራትን ምስ SBS Tigrinya ኣዘንትዩ ኣሎ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ግርማይ ኣድሓኖም ወዲ 5 ዓመት ምስቲ ኣብቲ እዋን ወዲ 7 ዓመት ዝነበረ ሓዉ፡ ካብ ዓዶም ብህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ (ህግሓኤ) ተጨውዮም ኣብ በረኻታት ሳሕል ክዓብዩ ዝተገደዱ እዮም። “ኣበሳ” ናይ ኣቦኦም እቶም ህጻናት ክፍደይዎ ኣብቲ በረኻታት ከርተት ክብሉ ተገይሮም። ብዝወረዶም ስነ ኣእምሮኣዊ ሃስያ ድሕሪ 1991 ምስ ሕብረተሰቦምን ስድራኦምን ስኒት ስኢኖም ኣብ ናይ ጭንቀት ህይወት የሕለውልዉ ኣለዉ። ኣብዚ እዋን ግርማይ ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ከተማ መልበርን ዝነብር ኮይኑ ሓዉ ግና ናይ ኣእምሮ ጸገም ኣጋጢምዎ ኣበይ ከምዘሎ'ውን ሃለዋቱ ኣይፍለጥን። ግርማይ ኣብዛ ሓዳሽ ሃገሩ ኣውስትራሊያ ኮይኑ ንዝሓለፎ ናይ ሓርጎጽጎጽ ህይወትን ኣብ ህይወቶም ኣትሪፍዎ ዘሎ ስምብራትን ምስ SBS Tigrinya ኣዘንትዩ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now