Source: Ghirmay Arha'ኤርትራዊያን ዋላ ካብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ሃዲሞም እንተተሰዱ፣ ክልተ ካብ ሚእቲ ግብሪ ከፊሎም ናብ ዓዶም እንተተመልሱ ዝረኽቦም ጸገም ኣይክህሉን'ዩ" ብምባል ፓርላማ መንግስቲ ስዊስ ንልዕሊ ሰለስተ ሽሕ ሓደሽቲ ኤርትራዊያን ስደተኛታት፡ መንበሪ ፍቓድ ከሊኡ ናብ ዓዶም ክሰጎም ወጢኑ ኣሎ። ነዚ ብምቅዋም ኣብዚ ሰሙን ኣብ ኣፍደገ ፓርላማ ስዊስ ኣሻሓት ኤርትራዊያን ሰላማዊ ሰልፊ ገይሮም። ግርማይ ኣብርሃ ሓደ ካብ ኣወሃሃድቲ ሰልፊ ብዛዕባቲ መንግስቲ ስዊስ ወጢንዎ ዘሎ መደብን ዝተገብረ ናይ ተቓዉሞ ሰልፊን ውጽኢቱን መብርሂ ሂቡ ኣሎ፣ ኣብዚ ብምጥዋቕ ክስማዕ ይከኣል እዩ።
'ኤርትራዊያን ዋላ ካብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ሃዲሞም እንተተሰዱ፣ ክልተ ካብ ሚእቲ ግብሪ ከፊሎም ናብ ዓዶም እንተተመልሱ ዝረኽቦም ጸገም ኣይክህሉን'ዩ" ብምባል ፓርላማ መንግስቲ ስዊስ ንልዕሊ ሰለስተ ሽሕ ሓደሽቲ ኤርትራዊያን ስደተኛታት፡ መንበሪ ፍቓድ ከሊኡ ናብ ዓዶም ክሰጎም ወጢኑ ኣሎ። ነዚ ብምቅዋም ኣብዚ ሰሙን ኣብ ኣፍደገ ፓርላማ ስዊስ ኣሻሓት ኤርትራዊያን ሰላማዊ ሰልፊ ገይሮም። ግርማይ ኣብርሃ ሓደ ካብ ኣወሃሃድቲ ሰልፊ ብዛዕባቲ መንግስቲ ስዊስ ወጢንዎ ዘሎ መደብን ዝተገብረ ናይ ተቓዉሞ ሰልፊን ውጽኢቱን መብርሂ ሂቡ ኣሎ፣ ኣብዚ ብምጥዋቕ ክስማዕ ይከኣል እዩ።