ኣብዚ ዝምዕብል ዘሎ ሰላም ኣብ መንጎ ኤርትራን ምኽንያት እምነቶም ካብ ተኣስሩ ይፍትሑ ኣለዉ ዝብል ብብዙሓት ክጋዋሕ ወሪሑ ኣሎ። እቲ ብቐረባ ነዚ ጉዳይ ዝከታተሎን፡ ኣብ ኤርትራ ብምኽንያት እምነቶም ተኣሲሮም ዘለዉ ክፍትሑ ዝጣበቕ ሃኒባል ዳኒኤል፡ ዘለዎ ጭቡጥ ሓበሬታ ምርኩስ ገይሩ ነቲ ኩነታት ምስ ረዲዮ ኤስ ቢ ኤስ ገሊጹ ኣሎ፡፣
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

