Source: Mereja.comዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዘስምዕዎ መደረ ጥንክር ዝበለ’ዩ ኔሩ፡ እዚ ንምንታይ’ዩ፧ ርክብ ኣብ መንጎ ክልል ትግራይን ፈደራል መንግስትን ስለዝተበትከ ድዩ፧ ኣብ ትግራይ ዝወሃብ ዘሎ መደረታት ህዝቢ ምልዕዓል ኣይመስልን ዶ፧ ልክዕ ከም’ቲ ናይ ቀደም ቃልሲ ናብ መንእሰያት ዝቐንዐ ጽናዕ፡ መክት፡ ተረባረብ፡ መርሽ፡ ይበሃል ኣሎ፡ ወያናይ ደርፍታት’ውን ይድረፉ፡ እዚ ካብ ኢድ ወጻኢ ከይኸይድ ስግኣት ኣይህሉን’ዶ፧ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ብዛዕባ’ዚ ኣብ መንጎ ፈደራል መንግስትን መንግስቲ ክልል ትግራይን ዘሎ ምስሕሓብ ብዙሕ ክዛረብ ኣይስማዕን፡ እዚ ሸለልትነት ድዩ ወይስ ኮነ ኢልካ ዝተገብረ’ዩ፧ ተራ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ምብእኣስ እዚ ኩነታት ኣብ መንጎ ክልል ትግራይን ፈደራል መንግስቲን እንታይ ይመስል፧ ቀ/ሚ ኣቢይ ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ’ዚ ጉዳይ ክሳብ ክንደይ ይሰምዖ፧ ንመልሲ ናይ'ዚኦምን ካልኦት ሕቶታትን ምሉእ ቃለመሕትት ምስ ኣክቲቪስት ሃያሉ ጎደፋይ ስምዑ።
ዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዘስምዕዎ መደረ ጥንክር ዝበለ’ዩ ኔሩ፡ እዚ ንምንታይ’ዩ፧ ርክብ ኣብ መንጎ ክልል ትግራይን ፈደራል መንግስትን ስለዝተበትከ ድዩ፧ ኣብ ትግራይ ዝወሃብ ዘሎ መደረታት ህዝቢ ምልዕዓል ኣይመስልን ዶ፧ ልክዕ ከም’ቲ ናይ ቀደም ቃልሲ ናብ መንእሰያት ዝቐንዐ ጽናዕ፡ መክት፡ ተረባረብ፡ መርሽ፡ ይበሃል ኣሎ፡ ወያናይ ደርፍታት’ውን ይድረፉ፡ እዚ ካብ ኢድ ወጻኢ ከይኸይድ ስግኣት ኣይህሉን’ዶ፧ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ብዛዕባ’ዚ ኣብ መንጎ ፈደራል መንግስትን መንግስቲ ክልል ትግራይን ዘሎ ምስሕሓብ ብዙሕ ክዛረብ ኣይስማዕን፡ እዚ ሸለልትነት ድዩ ወይስ ኮነ ኢልካ ዝተገብረ’ዩ፧ ተራ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ምብእኣስ እዚ ኩነታት ኣብ መንጎ ክልል ትግራይን ፈደራል መንግስቲን እንታይ ይመስል፧ ቀ/ሚ ኣቢይ ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ’ዚ ጉዳይ ክሳብ ክንደይ ይሰምዖ፧ ንመልሲ ናይ'ዚኦምን ካልኦት ሕቶታትን ምሉእ ቃለመሕትት ምስ ኣክቲቪስት ሃያሉ ጎደፋይ ስምዑ።