SKIP TO MAIN CONTENT

“ዓወት ዓድዋ በቲ ኣብ በዓል ኮዓቲት፡ ሰንዓፈን ኣምባላጄን ዝተገብረ ዉግእ ዝመጸ’ዩ ክበሃል ይከኣል።” ጸሓፊ ታሪኽ ግርማይ ገብረጻድቕ

Capture.JPG
Ghirmay Gebretsadik Credit: Supplied

እቲ ናይ ጸለምቲ ህዝቢታት ሓበን ተባሂሉ ዝንገረሉ ኣብ ዓድዋ ኣብ ልዕሊ ገዛእቲ ጥልያን ዝተፈጸመ ዉግእን ዓወትን ንመበል 127 ዓመት ይዝከር ኣሎ። ነዚ ብዝምልከት ምስ ጸሓፊ ታሪኽን መምህር ግርማይ ገብረጻድቕ ዝገበርናዮ ዕላል ሎሚ ቀዳማይ ክፋል ቀሪቡ ኣሎ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

እቲ ናይ ጸለምቲ ህዝቢታት ሓበን ተባሂሉ ዝንገረሉ ኣብ ዓድዋ ኣብ ልዕሊ ገዛእቲ ጥልያን ዝተፈጸመ ዉግእን ዓወትን ንመበል 127 ዓመት ይዝከር ኣሎ። ነዚ ብዝምልከት ምስ ጸሓፊ ታሪኽን መምህር ግርማይ ገብረጻድቕ ዝገበርናዮ ዕላል ሎሚ ቀዳማይ ክፋል ቀሪቡ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now