እቲ ናይ ጸለምቲ ህዝቢታት ሓበን ተባሂሉ ዝንገረሉ ኣብ ዓድዋ ኣብ ልዕሊ ገዛእቲ ጥልያን ዝተፈጸመ ዉግእን ዓወትን ንመበል 127 ዓመት ይዝከር ኣሎ። ነዚ ብዝምልከት ምስ ጸሓፊ ታሪኽን መምህር ግርማይ ገብረጻድቕ ዝገበርናዮ ዕላል ሎሚ ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል ቀሪቡ ኣሎ።
Share
Published
Updated
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Share this with family and friends
