“ሎሚ ዝኾነ ትሕዝቶ ኣብ መዲያ ከተቕርብ ፡ ህግደፍ ድዩ ኮይኑ ዋላ ወያነ ከይብሉኒ ኢኻ ትብል።” በክሪ ሑመድ
በክሪ ሑመድ (ፋልፋሳ) Credit: Beyene Weldegiorgis
ኣብ ዩትዩብ (YouTube) ብ “ፋልፋሳ” ብዝብል ናይ ቪድዮ ትሕዝቶታት ዘቕርብ በክሪ ሑመድ፡ ኣብ መልበርን ኣብዝመጻሉ እዋን ብዛዕባ ስርሑን ብዛዕባ ዝኸይድ ዘሎ ፖሎቲካዊ ኩነታትን ኣዕሊሉና ኣሎ። ቀዳማይ ክፋል ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
Share