መንቀሊ ኵናት ኢትዮጵያን ኤርትራን ዶብ ስለዘይኮነ መሬትን ህዝብን አሕሊፍካ ብምሃብ አይፍታሕን፡፡ አብ ቅድሚ ዓለም ለኸ ወኪላት ሕቡራት ሃገራት ብነጀውን ንጀውን ዘለና ህዝብታቲ እቲ ከባቢ ዶብና ባዕልና ክንጥርሮ ዕድል ይወሃበና፡፡ ንሕና ናይ እማትና አይንደልን ኤርትራውያን እውን ንናትና አይደልዩን፡፡ ኢሮቦቶት ን ኤስ ቢኤስ ካብ ዝሃቦዎ መብርሂ
Share

Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends

