ብዛዕባ ኣብ ጀርመን እተኻየደ ምርጫን ዉጽኢቱን ዝምልከት፡ ተሳትፎ ኤርትራዊያን ኣብ ፖለቲካ ጀርመን ከመይ ከምዝመስል ምስ ኣዳላዊ መስትያት ቤትናን ናይ ጀርመን ዜግነት ዘለዎ ጋዜጠኛ ዘካርያስ ክብረኣብ እተገብረ ካልኣይ ክፋል ቃለ መሕትት።
Share

Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Share this with family and friends

