Credit: SBS Tigrinyaስነ-ጥበባዊ ካሕሳይ በርሀ ንፌስቲቫል ኤርትራ 2018 ናብ ኣውስትራሊያ ኣብ ዝበጽሓሉ ኣዋን ኣብዚ ምስዘለዉ ኣድነቕቱን ምስ ብጻዩን ናይ ቀደም መሳርሕቱን ኣሌክስ ካሕሳይን ተራኺቡ ነይሩ። ካሕሳይን ኣሌክስን ናብ ስቱዲዮ ሬድዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ብምባጻሕ ድማ ንድሕሪት ተመሊሶም ብዛዕባ ኣዱሊስ ባንድን ብዛዕባ ዘለዉዎ ኩነታትን ኣዕሊሎም ኣለዉ። ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ብምጥዋቕ ክስማዕ ይከኣል’ዩ።
Published
By Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ስነ-ጥበባዊ ካሕሳይ በርሀ ንፌስቲቫል ኤርትራ 2018 ናብ ኣውስትራሊያ ኣብ ዝበጽሓሉ ኣዋን ኣብዚ ምስዘለዉ ኣድነቕቱን ምስ ብጻዩን ናይ ቀደም መሳርሕቱን ኣሌክስ ካሕሳይን ተራኺቡ ነይሩ። ካሕሳይን ኣሌክስን ናብ ስቱዲዮ ሬድዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ብምባጻሕ ድማ ንድሕሪት ተመሊሶም ብዛዕባ ኣዱሊስ ባንድን ብዛዕባ ዘለዉዎ ኩነታትን ኣዕሊሎም ኣለዉ። ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ብምጥዋቕ ክስማዕ ይከኣል’ዩ።
Check out our podcast collection here