SKIP TO MAIN CONTENT

“ኣብዚ ናይ ትግራይ ኲናት ብኽልተ ሓራምዝ ዝርገጹ ዘለዉ ቀዳሞት ግዳያት፡ ስደተኛታት ኤርትራዊያን’ዮም።” ክብረኣብ ይመስገን

Eritrean Refugees in Ethiopia and Humanitarian accesses.
Source: Kibreab Yimesgen

ኣብ ኣርባዕተ መደበር ስደተኛታት ኣብ ትግራይ ዝነብሩ ዝነበሩ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኣብቲ ከባቢ ብዘሎ ኲናት ቀዳሞት ግዳያት ናይቲ ኲናት ኮይኖም ኣለዉ። ብዛዕባ’ዞም ስደተኛታት ዘሎ ኲነታትን ክግበር ብዛዕባ ዝኽእል ሓገዛትን ንኣቶ ክብረኣብ ይመስገን ኣዛሪብናዮ ኣለና። ኣቶ ክብረኣብ ይመስገን ነቲ Eritrean Community Connections (ECC) ዝበሃል ትካል ዝመርሕ እዩ። እቲ ትካል ነቶም ኣብ ፈቐዶኡ ዝርከቡ ኤርትራዊያን ናይ ማሕበራዊን ረዲኤታዊን ስነ ኣእምሮኣዊን ደገፍ ብምሃብ ማሕበራዊ ሕውየት ክፍጠር ዝዓዪ ዘይመንግስታዊ ኣብ ዋሽንግቶን ዝቖመ ማሕበር’ዩ። “ኤርትራዊያን ዲያስፖራ ብዛዕባዚ ኩነታት ዝምልከት ንምንታይ ኣብ ሓሸውየ ኮለል ንብል ከምዘለና ንዓይ’ውን ሕቶ’ዩ ዝኾነኒ።”

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ኣርባዕተ መደበር ስደተኛታት ኣብ ትግራይ ዝነብሩ ዝነበሩ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኣብቲ ከባቢ ብዘሎ ኲናት ቀዳሞት ግዳያት ናይቲ ኲናት ኮይኖም ኣለዉ። ብዛዕባ’ዞም ስደተኛታት ዘሎ ኲነታትን ክግበር ብዛዕባ ዝኽእል ሓገዛትን ንኣቶ ክብረኣብ ይመስገን ኣዛሪብናዮ ኣለና። ኣቶ ክብረኣብ ይመስገን ነቲ Eritrean Community Connections (ECC) ዝበሃል ትካል ዝመርሕ እዩ። እቲ ትካል ነቶም ኣብ ፈቐዶኡ ዝርከቡ ኤርትራዊያን ናይ ማሕበራዊን ረዲኤታዊን ስነ ኣእምሮኣዊን ደገፍ ብምሃብ ማሕበራዊ ሕውየት ክፍጠር ዝዓዪ ዘይመንግስታዊ ኣብ ዋሽንግቶን ዝቖመ ማሕበር’ዩ። “ኤርትራዊያን ዲያስፖራ ብዛዕባዚ ኩነታት ዝምልከት ንምንታይ ኣብ ሓሸውየ ኮለል ንብል ከምዘለና ንዓይ’ውን ሕቶ’ዩ ዝኾነኒ።”

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now